በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፉ ዝተዋፈርኹም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ን2016 ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔራት ክዕድግ)ካብ ሕጋውያን መቕረብቲ ብዘርፍ ዝተመዝገቡ ብ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩናይ ውዕሊ ብምእሳር ክዕድግ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ንማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ማለት ናይ ፅ/መሳርሒ ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ማይ ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

መቐለ ሆስፒታል ደንቢ ክዳን ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ/ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

በዓል መዚ ሓለዋ ከባብን ለውጢ ነባሪ አየርን ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሰ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑት ብፕሮፎርማ

ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ከተማ : መቀለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ናይ ወረዳታት ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳድሩ ብጨረታ ክሸይጥ ሰለ ዝደሊ ዝተፈላለየ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቕሑትን ዝተፈላለዩ _ ሃለቅቲ _ ንብረት ፈርንቸርን ኤሌክትሮንክስ ናይ መኪና ጎማታትን ዝተፈላለዩ ቅያር ስፔራትን ክሸይጥ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደረ መሬት ከተማ መቐለ ካብ ሰነ 5/2016 ዓም ክሳብ 18/10/2016 ዓም ኣብ ዘዉፀኦ ሊዝ መሬት ቁፅሪ 70 ንመንበሪ ፡ ንንግዲን ፡ ንሆቴልን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 215 ቦታት ኣወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ