ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደረ መሬት ከተማ መቐለ ካብ ሰነ 5/2016 ዓም ክሳብ 18/10/2016 ዓም ኣብ ዘዉፀኦ ሊዝ መሬት ቁፅሪ 70 ንመንበሪ ፡ ንንግዲን ፡ ንሆቴልን ዝዉዕሉ ብጠቅላላ 215 ቦታት ኣወዳዲሩ ብሊዝ ከመሓላልፍ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደረ መሬት ከተማ መቐለ

1 ንጨረታ ዝቀረቡ ዝርዝር ቦታት ኣብ ክፈለ ከተማታት ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራ መሬት ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለን ከምእዉን ኣብ መርበብ ሐበሬታ http ://www.tigraytv.com  አብ ፊስቡክ ፒጅ mekellecitycommunication affaries ምርኣይ ይከኣል

2 ካብ ሰነ/20/2016 ዓም ጀሚርኩም ዉፅኢትተወዳደርቲ ብምልክታ ወይድማ ኣብ መርበብ ሐበሬታ ምርኣይ ከምትክእሉንሕብር

3 እቲ ጨረታ ሰነ/18/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ሰነ 19/2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምሕደረ መሬት ከተማ መቐለ ይክፈት

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo