ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ቆራሪት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

ንዞባ ደ/ምብራቅ ፖሊስ መቐለ ናይ 2016ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኤሌትሮኒክስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።

... ኣብያተ ፅሕፈት ግልግል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሌስክትሮኒክስ ኣቅሑት ብምልከታ ፕሮፎርማ ዕዳጋ ሜሳ ሽወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2016ዓ/ም ናይ U||DP ጡሙር ዕድጊት ንከተማ ዓ/ዓዲ ግልጋሎት ዝ ውዕል ናይ ኤሌትሮኒክስን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ስነ-ፅባቐ ብፕሮፌርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ::

ንሄዎ መባአታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቑሑ ክንገዝእ ስለዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም ።

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ ህትመት ብፕሮፌርማ ኣወዳዲሩ ክገዝአ ይደሊ::

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ሕትመት ስራሕቲ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ፡፡