ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ናይ ሕተመት ስራህቲ ጉጅለ ዕቆር ደፍተር አጫሪቱ

ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሕት (Spar Part) ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ፅሕፈትን መሳሪሒን ናይ ህንፃ መሳሪሒ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ አብ ናይ 2007 ዓም ባጀት ዓመት ካብ ዝተመደበልና መደበኛን ዘይ ስሩዕ በጀትን ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሎት 1 ፅሕፈት መሳርሒ ናዉቲ ፅሬትን ሕክምናን , ጨረቃ ጨረቂን , ናይ ሕትመት ናዉቲ ሎት 2 ናይ ህንፃ መሳርሒ ሎት 3 ናይ ፕሊምቢንግ ናዉቲ ሎት 4 ናይ ኤሌክትሪክ ናዉቲ ሎት 5

የሰሜን ሪጅን ቴሌኮም መቀሌ የመኪና ጥገና አገልግሎት በጨረታ አወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ በዘርፉ ፍቃድ ያላችሁ አቅራቢዎች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል::

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ ክዳዉንቲ ኣወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈታት ከተማ ልምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባጃጅ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ስለ ዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ትካልና ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት ዝህብ መለስተኛ ካፍተርያ ብክራይ ግልጋሎት ዝህቡ ትካላት ከካርይ ስለዝደሊ ስዒቡ ዝተዘርዘር ሮቆሕትታት ዘማልኡ ተጫረቲ ይዕድም::

ን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ን 2007 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ , ናይ ፅሬት ኣቅሑ , ዝተፈላለዩ ሃላቂን ቀዋሚን ኣቅሑ ,

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ፅ /መሳርሒ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ