ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ፅ /መሳርሒ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትርን ክልል ትግራይ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ ቁፅሪ 3 ነሓሰ 2006 ዓም

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን  ን 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ፅ /መሳርሒ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ :: ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቆሓታት ክተማልኡ ይግባእ::

  • ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሓደስ ንግዲ ፍቃድ ክተቅረቡ እትክእሉ ::

  • ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩምን Tin ሰርቲፊኬት ክተቅርቡ እትክእሉ ::

  • ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርቲፌኬትን ናይ ወርሒ ሐምለ ዲክለር ዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::

  • ናይ 2006 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፈኬት እተቕርቡ::

  • መወዳደሪ ደኩመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተም ፌርማን ንፁር ክህልዎ ይግባእ::

  • ተጫረትቲ ዘይምለስ 30 /ሰላሳ ብር /እናከፈልኩምን ሰነድ ጨረታ ካበ ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 49 ካብ 28/12/2006 ዓ/ም ክሳብ 07/01/2007 ዓም ሰዓት 8:00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ::

  • ተጫረትቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና ምክባር ብር 3000.00 ሰለስተ ሽሕ ብር ብcpo ከትሕዙ እትክእሉ ::

  • እቲ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዚ ናብ ቢሮና ኣታዊ ዝገብር::

  • ቢሮና አድላይ ኮይኑ ተረኪብዎ 20 % ክዉስክ ክቕንስ ይኽእል እዩ::

  • እቲ ጨረታ ዕለት 08/01/2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት::

ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 03444 18589/034440 8973 ምሕታት ይካኣል ::


ምስ ሰላምታ


 

ቢሮ ልምዓት ከተማን ንግድን ኢንድስትሪን

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo