ሆስፒታል መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል መቐለ

                                       ምልክታ ጨረታ

ሆስፒታል መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳደሩ እትድልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሓ

  • ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር አብ ሓዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡ ምካኖም ዝግለፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ ዝክእሉ::

  • ቫት ተመዝገብቲ ክኮኑ ይግባእ::

  • ንጨረታ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ መግዝኢ ሰነድ ጨረታ ድማ ብር 30 እዩ

  • ናይ ተጫረቲ ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፌርማን አብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ::

  • ናይ ጨረታ መክበሪ ብጥረ ገንዘብ (CPO) ብር 4000 ከቐርቡ ዝክእሉ::

  • ተጫረቲ ዘቕርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳሊዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ክቐርብ አለዎ እንተዘይኮይኑ ተቐባልነት የብሉን::

  • እቲ ጨረታ ዕለት 15/ 01 /2007 ዓ/ም ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት

  • ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ መቕረቢ ብክልተ ቕዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽምዒ ክከዉን አለዎ

  • ተጫረቲ ዠመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዘዳለዎ ሰነድ ክከዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቀባልነት የብሉን::

  • ተጫረቲ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእሉ

  • ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታል አታዊ ክገብር ዝክእል::

  • ተጫረቲ ንዝሰዓርዎም ኣቑሑት ብእዋኑ እንተዘይ ኣቅሪቦም ብመምርሒ ዕዳጋ ስጉምቲ ይዉሰድ::

  • ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብ /ምም / ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይኽዉን::

  • ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ የቅርቡ::

  • ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

  • ካልኦት ኣብዚ ምልክታ እዚ ዘይተገለፁ ረቆሒታት ብመምርሒ ዕዳጋ 2003 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኸዉን ተጫራታይ::


 

 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo