ኒዉሚለንየምኮሌጅ አብ ዓድግራት ካምፓስን መቐለ ካሞስን ዝርከብ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብጨረታአወዳዲሩክሸይጥ ይደሊዝስዕብረቆሓታትእትማልኡንክትወዳደሩይዕድም::

ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይናይበጀት 2007 ዓ/ምካበዚንታሕቲዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩዓይነትናይስተሽነሪ ኣቅሑትብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩክስርሕይደሊ::

መቐለሆስፒታልንዝትላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ቴትሮን ጨርቂ ማድረቅያን ሪቫንን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊበዚመሰረትንክትወዳድሩእትደሊዩሕጋዊያንነጋዶንክትወዳደሩእናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ ::

ማሕበር ደቂአንስትዩ ትግራይ ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳ አሕፈሮም ጣብያ ታሕታይ መጋሪያ ፀበሪ ሓደ ቀዳማይ ሳይክል ቤት ትምህርቲ ንምስራሕ ስለዝደለየት ደረጃ 6 (BC OR GC) ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ንዘለዎም ብግልፂ ኣጫሪታ ክተሰርሕ ትደሊ::

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ኣቁሕት ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ኣቁሕት ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት ፈርኒችር ከም ቁም ሳጥን /ሽልፍ / :ጠረዛን ናይ ፕላንት መሽነሪን ከም ኮምፒተራትን ላፕቶፕ: ፕሪንተራት ቢመር ወዘተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2007 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክ

ኣብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤንግልፂጨረታ ቤ/ፅ ትልምንፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ካዕቲ መስተ ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ንክተወዳደሩይዕድም :: ኣብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤንግልፂጨረታ ቤ/ፅ ትልምንፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ካዕቲ መስተ ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ

ኒዉሚለንየምኮሌጅናይሰራሕተኛታትደንቢክዳንብጨረታአወዳዲሩከዕድግይደሊዝስዕብረቆሓታትእትማልኡንክትወዳደሩይዕድም::

መቐለሆስፒልናይ ሰብ መድሓኒት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩሕጋዊያንነጋዶንክትወዳደሩእናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ::መቐለሆስፒልናይ ሰብ መድሓኒት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ክዕድግይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩሕጋዊያንነጋዶንክትወዳደሩእናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ::

ቤትፅሕፈትናትልምንፋይናንስንከተማመቐለንአብያተፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::ቤትፅሕፈትናትልምንፋይናንስንከተማመቐለንአብያተፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ን2007 በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::