አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ቀወምቲ ኣቁሕት ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት
- ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2006 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
- ብዝወፀ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ
- ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
- ተጫረቲ ቅድሚ ፖስታ ምክፋቶም ጨረታ መክበሪ ናይ ዝእተዉዎ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብዝተረጋገፀ ወይ ድማ ብጥለ ገንዘብ አብቲ ዕለት ጨረታ ዝክፈተሉ ከትሕዝ ዝክእል
- ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 /ዒስራ ብር/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ካልኣይ ደበሪ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ክዕድግ ዝክእል
- ጨረታ ሰነድ ዝዕደገሉ ካብ ዕለት 19/06 /2007 - 30/06/2007 ዓ/ም
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/06/2007 ዓ/ም ሰዓት 6:00
- ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 30/06/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣበ ዝተለከብሉ ኣበ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ዝክፈት ይኸዉን
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ምስ ሰላምታ "
- ማይክሮ ፋይናንስ አ / ማ