ማሕበር ደቂአንስትዩ ትግራይ ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳ አሕፈሮም ጣብያ ታሕታይ መጋሪያ ፀበሪ ሓደ ቀዳማይ ሳይክል ቤት ትምህርቲ ንምስራሕ ስለዝደለየት ደረጃ 6 (BC OR GC) ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ንዘለዎም ብግልፂ ኣጫሪታ ክተሰርሕ ትደሊ::

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ  ኮንስትራክሽን

ማሕበር ደቂአንስትዩ ትግራይ ኣብ ዞባ ማእኸል ወረዳ አሕፈሮም ጣብያ  ታሕታይ  መጋሪያ ፀበሪ ሓደ ቀዳማይ ሳይክል ቤት ትምህርቲ  ንምስራሕ  ስለዝደለየት  ደረጃ 6 (BC OR GC)    ልዕሊኡን  ብርኪ  ፍቃድ  ንዘለዎም  ብግልፂ  ኣጫሪታ  ክተሰርሕ  ትደሊ::

  1. ተጫረቲ  አብቲ ጨረታ እዞም  ሲዒቦም  ዝተገለፁ  ረቆሒታት  ክተማልኡ  አለዎም::

1 ናይ 2007 ዓ/ም  ስራሕ ግብሪ  ዝኸፈሉን  ፍቃድ  ዘሐደስሉ ንግዲ ፍቃድ መረዳእታ ከቅርቡ ዝኽእሉ::

2  ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽን  መንገድን ምጎዓዝያን  ክልል ትግራይ ዝርከብ  ቐንዲ ከይዲ  ስራሕ ኮንስትራክሽን ቑፅፅርን  ምዝገባ  ፍቃድን  ዝተመዝገብሉ  መረዳእታ ከቕርብ  ዝኽእሉ::

3  ናይ ቫት ወረቐት ምዝገባን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላሬሽን መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእሉ::

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ  ቢድ 100,000.00 (ሓደ ሚኢቲ ሽሕ) ብቤት ፅሕፈት ደቂ አንስትዩ ትግራይ ሽም  ብCPO ከትሕዙ  ዝኽእሉ::

5 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 04/ 07/ 2007 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስተዩ ትግራይ ፋይናንስን ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 19 ኣድላይ  መረዳእታታት  ብምሓዝን ዘይምለስ 200.00 (ክልተ ሚእቲ) ብር  ብምኽፋል ክገዝኡ ይኽእሉ::

6  ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ዋጋ  ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ደክሜንት ንሕድ ሕዶም ሐደ ዋና ክልተ ፎቶ ኮፒን ናይ ጨረታ  ዉሕስናን ሰነዳት ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታታት ምስ ዓሸጉ ኩሎም ፕሰታታት ኣብ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሻግን ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናበ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳበ ዕለት  11/ 07/ 2007 ዓ/ም  ሰዓት 8:15 ድሕሪ ሰዓት ብአካል ብምምፃእ ከእትዉ  እዮም::

7 ተጫረቲ ናብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀረቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣበ ሕድሕድ ገፅ እቲደኩመንት ፊሪሞምን ሓቲሞምን ቅደም ሰዓብ እቲ ደኩመንት እንተይ አዛብዑ እቲ ደኩመንት ከምቲ ዝሽይጥ እንተሎ ዝነበረ ከየጎደሉ  ከቕርብ  አለዎም::

8 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ህጋዊ  ወኪላቶም ኣብዝተረከብሉ ዕለት  11/ 07 /2007 ዓ/ም ልክዕ  ሰዓት 8:30 ድሕሪ ሰዓት ኣበ አዳራሽ  ማደኣት ክኽፈት እዩ::

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሐሸ  መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይድማ ብኽፋል ናይምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

10  ብተወሳንትደልዩ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 19 ብኣካል ብምቕራብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ  0344401222 , 0344415098 ብምድዋል  ምሕታት  ይከአል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo