ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈተ ማይን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ዝተፈላለዩ ጣብያታት ንዝስራሕ ፅገና ሴት ናይ ሓበራዊ ዒላ ንምስራሕን ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ካብ ደረጃ 5ተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ክትጫረቱ እንትዕድም ንማእከላይ ጎዳጉዲ ማይ ድማ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ደረጃ 3ን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቀሕታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፀሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ኣብ ጣብያ ደርጊዓጀን ዝርጋሐ ፁሩይ መስተ ማይ ካብ ናብ ቁሸት ሕልሻ ከባፅሕ ስለዝደሊ እዚ ዝስዕብ ረቀሒ ተማልኡ ሕጋዉያን ተኮናተርቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ማረት ናይ ኢንጀክሽን ፓምፕ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲራ ንምስራሕ ትድሊ

ኣብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤንግልፂጨረታ ቤ/ፅ ትልምንፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ካዕቲ መስተ ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ንክተወዳደሩይዕድም :: ኣብቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤንግልፂጨረታ ቤ/ፅ ትልምንፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ካዕቲ መስተ ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ