ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከ/ስ//ፋይ/ምም/ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብናይ ሰራሕተኛታት ተፅዕኖ ምንካይ ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጂን ብቤት ፅሕፈት ዝስራሕ ኣብ ወረዳና ዝርከብ ጣብያ ሑፃፅ 10ተ ናይ ሓባር ዒላ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ

1 ብስራሕቲ ማይ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲን መለለይ ቁፅርን ከፋላይ ግብሪ ዘለዎም፤

2 መከበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ን10 ዒላ 15000.00 ሽሕ ቅርሺ ዘቅርብ፤

3 ሰነድ ጨረታ 50.00 ቅርሺ እናከፈኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከ/ስ//ፋይ/ምም/ንብረትን ምውሳድ ትክእሉ

4 እቲ ፕሮፎርማ 23/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይክፈት::

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0346-610255 ምድዋል ይከኣል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo