ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ናይ መኪና ሞዴል LAN 25 ኮድ 4 ስፔር /ኣቅሓ/ መለዋወጢ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን

1 እዚ ፕሮፎርማ ንዕለት 06/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-460052/460116 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo