ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ሰርቪስ ግልጋሎት ንምሃብ ዓሰርተ ሓሙሽተ ሰብ ወንበር ትሕዝ ካድ 3 ናይ ነዳድን መራሒ መኪና ወፃኢ ባዕል ንብረት ሸፊኑ ብማዓልታዊ ሂሳብ ክካለ ይደሊ

ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኮስተር ዝዓይነታ መኪና ንዘለዉና ኣትሌት ኣብ ዞባ ምብራቅ ካብ ቦታ ናብ ቦታ ንምንቅስቀስ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ 2012 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዝተፈላለዩ ፅገናታትን ግልጋሎትን ንምርካብ ውዕሊ ክኣስር ይድሊ። ሎት 1 ንመካይን ንምፅጋን ምስ ውልቀ ጋራጅ ደረጃ 4ተን ልዕሊኡን ውዕሊ ንምእሳርን ፣ሎት 2 ማይ ብመንግስቲ ዝግዛእ ንተሃነፅቲ ማይ ተምፅእ መኪና ክራይ ጥራሕን፣ ሎት 3 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ሎት 4 ቀለም ፕሪንተራት ምምላእ፣ ሎት 5 ዝተልዓለ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ን2012 ዓ/ም ግልጋሎት ንምርካብ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዳቤል ጋቢና ፒክኣፕ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክካረ ይደሊ::ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዳቤል ጋቢና ፒክኣፕ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክካረ ይደሊ::ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዳቤል ጋቢና ፒክኣፕ መኪና ክራይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክካረ ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት እቶት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ፡፡

ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2012 ሓለዋ ወርዲያ፣ ውፅኢት ባልትና፣ ናይ ክርስትያን ከፍቲ ስጋ፣ እንጀራ ሽንጉርቲ፣ እንቃቁሖን ኣዮዲን ጨው፣ ቀጠፍ፣ ደረቅ ዕንፀይቲ፣ ቦቲ ማይ፣ ናውቲ ፅሬት ኣቅሑ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት፣ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሕትመት ኮምፒዩተር ፅገና ቀለም ምምላእን ፎቶ ኮፒ ፅገና ተሽከርከርቲ /ግልጋሎት ጋራዥ/ ኣብ መቐለ ዙርያ ንሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ዓብይን ንእሽተይን ኣውቶብስ/ መኪና ክራይ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሰብ መድሓኒት ሕ/ናውቲ ናይ ላብራቶሪ ሪኤጀንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ምስ ዝስዓሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእ/ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ።

ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕዳጋ ማእከል ኣብ ከባቢ ላጪ ዝሰርሖ ሳይት ኣብቲ ቦታ ዝርከብ ሓመድ ከልዕል ስለዝድለየ በዚ ቀሪቡ ዘሎ ዋጋ መቐረቢ መሰረት፤

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ መቐለ ቢሮ ቴሞትስ እትርከብ ላንድ ኩሉዘር /pasero/ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ከጓዓዓዝ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ሚኒባስ ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንካረ ይደሊ፡፡