ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ 2012 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዝተፈላለዩ ፅገናታትን ግልጋሎትን ንምርካብ ውዕሊ ክኣስር ይድሊ። ሎት 1 ንመካይን ንምፅጋን ምስ ውልቀ ጋራጅ ደረጃ 4ተን ልዕሊኡን ውዕሊ ንምእሳርን ፣ሎት 2 ማይ ብመንግስቲ ዝግዛእ ንተሃነፅቲ ማይ ተምፅእ መኪና ክራይ ጥራሕን፣ ሎት 3 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ሎት 4 ቀለም ፕሪንተራት ምምላእ፣ ሎት 5 ዝተልዓለ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ን2012 ዓ/ም ግልጋሎት ንምርካብ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

1 ኣብዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ በቢ ስራሕ ዘርፎም ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቃድን መቅረባይነትን ከምኡ ድማ መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ መረዳእታ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል።

2 ኣብ ሎት 1ን 2ን ዝወዳደሩ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጉንበት 2011 ዲክለር ዝገበረ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእልን ኣብ ሎት 3ን 4ን 5ን ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ክወዳደሩ ይክእሉ እዮም፡፡

3 ኣብዚ ጨረታ ዝወዳደሩ ተወዳደርቲ ቫት ተመዝገብቲ ኮይኖም ዝመልእዎ  ዋጋ ድማ ምስ ቫቱ ተመሊኡ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ዋጋ መምልኢ ተመሊኡ ብ2ተ ፖስታ ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ብምዕሻግ ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ኣብ ደ/ከ/ሰ/ዕፋ/ን/ምን ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ።

4 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝገልፅ ካብ ዕለት 5/11/2011 ዓ/ም ክሳብ 22/11/2011 ዓ/ም 50.00 ብር እናኸፈሉ ካብ ደ/ ከ/ ስ/ ዕ/ ፋይ /ምም/ር/ን ቢሮ ቁፅሪ 6ተ ክወስዱ ይክእሉ። እቲ ጨረታ 22/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይኹን ኣብ ዘይተረከብሉ ይክፈት።

5 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መክበሪ ጨረታ ን ሎት 1ን 2ን 5000.00 ብር ፣ ንሎት 3ን 4ን 5ን 1000.00 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም።

6 ኣብ ከይዲ ጨረታ ምጭብርባርን ምዝባን ዝፈተነ ተጫራቲ ካብ ጨረታ ውድቂ ኮይኑ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ናብ ናይ ካዝና መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ተገይሩ ብሕግናውን ዝጥየቅ ምዃኑ ክፍለጥ ኣለዎ፡፡

7 ሰዓራይ ትካል ናይ ግልጋሎት ዝሃቦ ዝከፈሎ ገንዘብ ልዕሊ 3000.00 ብር እንተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2% ዝከፍል ምዃኑ ክፈልጥ ኣለዎ።  እዚ ጨረታ ድሕሪ ምክፋቱ ን30 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ፡፡

6 መ/ቤትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ዝርዝር ንብረት ጨረታ ብክፈል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-411454 ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo