ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቃል ኪዳብ ሶቖጣ ዲክሊሬሽን ፕሮግራም መተሓባበርቲ ግልጋሎ ትዉዕል መኪና ክራይ ንምርካብ ስለዝደለና ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ብምዕዳም ከማላእ ዝግባእ ቅድመ ኩነታት ከምዘስዕብ ይኸዉን

ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅርብ

2 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል

3  ቲን ናምበር ዘቕርብ

ተ.ቁ

ዓይነት ግልጋሎት

ዝርዝር መግለፂ

ትዋፈረሉ ቦታ ወረዳታት

በዝሒ

1

ናይ መኪና ክራይ

· ሞዴል TOYOTA Land curser  105

· ድሕሪ 2002 ኣ.ፈ ዝተመረተት

· ቡዘሕ ኪ/ሜትር ዘይኸደት

· 5ቲኡ በሪ ዝሰርሕ

· ልዕሊ 5ተ ሰብ ትፅዕን

· መናፈሲ ዘለዋ

· መድሕን ዉሕስና ዘለዋ

· ነዳዲ ብመቕረባይ ይሽፈን ይምላእ

· ካብ ዕለት 20/12/2011 ክሳብ 10/03/2012

- ኦፍላ

- ሳ/ሳምረ

- ቆላ ተምቤን

- ጣ/ኣበርገለ

- ናዕዴር ዓዴት

- ፀለምቲ

- እ/አላጀ

- እንዳ መኮኒ

- መ/ለኸን

- ነሓሰ 20-23/2011

- መስከረም 5-10/2012

- መስከረም 25-30/2012

- ጥቅምቲ 7-11/2012

- ሕዳር 6-10/2011

01

4 ፕሮፎርማ  ካብ  ዕለት 07-09/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ኮይኑ ዕለት 9/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይኽፈት

5 እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልክታ ካም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 47 15 ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo