ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንቤት ፅሕፈት ቤት መዘገጃ ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ስለዚ በቲ ወፃኢ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማለአ ነገጋዳይ ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክወዳደር ይክእል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

ዝርዝር መግለፂ

መዐቀኒ

በዝሒ

1

ሚኒባስ መኪና ክራይ 12 ሰብ እትሕዝ

ንሰሜን ክ/ከተማ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ እትህብ ናብ ከባቢ እንደርታ ጠቅላላ ናይ ህንፃን መንገድን ተፋሰስን ፕሮጀክትታት ንምክትታል ን ካብ ሰዓት 2፡00 ንጉሆ ጀሚሩ ክሳብ ሰዓት 12፡00 ናይ ምሸት ሰንበት እንተይሓወሰ እትሰርሕ ብተወሳኪ ዉን

ዘድሊ ፅገናን ነዳድን ሽፎርን እዉን ካብ በዓል መኪና ይከዉን

መዓልቲ

180

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ናይ ድርጅት ባዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፌርማን ተገይሩሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ  ኣተሓሒዝኩም ንክትወደደሩ የዕድም

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 29/11/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 01/12/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ  ዕለት 02/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ቀ ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ/ቁ - 03 44 41 79 10 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo