ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክ/ከተማ ሓድነት ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ስፖርት ከምኡውን ኣቅሑት ካፌ ክተቅርቡ ትክእሉ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ኮምፒተርን ተዛመድትን ኣቅሑት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክል፣ ጋቢዮን ኣቅሑት ፅሬትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንትን ምርግጋፅ ምግቢ ውሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ዋንጫታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክ ኣላማጣ ነቲ ትካሉ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት ኣቅሑ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መካይን፣ ሞተር ሳይክል፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ ናይ ፈርኒቸር/ ናይ ተምሃሮ ወናብር/ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኪነጥበባት ትግራይ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ንርክብ ህዝብን መንግስትን ከምኡውን ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ብዕለት----------------- ዓ/ም ዝተሓተተ ዕድጊት ንስልጠና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቁሪ ጃኬት ክገዝእ ስለዝደሊ ኣብ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣብ ምቅራብ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ጉ/መ/ስፖርት ክ/ትግራይ ማእከል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ ማይጨው ብዕለት----------------- ዓ/ም ዝተሓተተ ዕድጊት ንስልጠና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኪ/ሜትር ሰዓት ክገዝእ ስለዝደሊ ኣብ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣብ ምቅራብ ዝተዋፈርኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡