ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቑሐት ናይ ስፖርት ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊ ክፍፅም ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝቐረቡ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝታሓደሰ ነግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ነዚ ዘርፊ ዝገልፅ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶኮፒ ክተቕቡ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ኣካዳሚና ብዘቕመጦ ዝርዝር መግለፂ ስፔስሲፊኬሽን መሰረት ናይ ዋጋ መግለፂኩም ብዝተኣሸገ ኢንቮሎቭ ካብ ዕለት 03/12/2011ዓ/ም ክሳብ 07/12/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡15 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 0-06 ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ

3 እቲ  ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 07/12/2011 ድሕሪ ሰዓት 10፡15 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 10፡30 ኣብ ኣካዳሚ ቢሮ ቑፅሪ 0-06 ይክፈት

4 ሰዓራይ ምካኑ ምስተፈለጠ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ናብ ኣካዳሚና ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣታዊ ክገበሩ ኣለዎም

5 ንተወሳኺ ሓበሬታ ቁፅሪ 03 44 40 19 89 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

 ኣድራሻ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር 03 ቀበሌ መምህራን ኮሌጅ ዝነበረ ግቢ ንርከብ

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

 መርበብ ኩዕሶ

Mikasa

ቁፅሪ

02

2

መንፍሒ ኩዕሶ

ዓብይ

ቁፅሪ

02

3

መርፍእ

ብረት

ቁፅሪ

05

4

ራኬት ጠረዼዛ

በዓል ስፖንጅ

ቁፅሪ

04

5

ሜዳልያ

ቴንስ ምስሊ ዘለዎ ወርቂ 3፣ ብሩር 3 ፣ ነሓስ 2

መርበብ ኩዕሶ ምስሊ ዘለዎ ወርቂ 8፣ብሩር8፡ ነሓስ 6

ቁፅሪ

30

6

ዋንጫ ዓብይ

1ይ ደረጃ

ቁፅሪ

1

7

ዋንጫ ማእከላይ  

1ይ ደረጃ

ቁፅሪ

1

8

ዋንጫ ንእሽተይ

1ይ ደረጃ

ቁፅሪ

1

9

ፊሽካ

Fax40

ቁፅሪ

03

10

ኩዕሶ ጠረዼዛ ቴንስ

White /yellow

ፓኬት

02

11

ኔት ጠረዼዛ ቴንስ

ምስ ብረት ወጣሪ

ቁፅሪ

01

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo