ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳራ ንብርትን ንናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብቲ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑ ጨረታ ከዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ቤት ፅሕፈት 2 ኤሌክትሮኒክስ 3 ሕትመት 4 ኣቁሑት ፅሬት 5 መለዋዋጢ ኣቁሑ መኪና 6 ዕጥቂ ስፖርት 7 ኣቁሑት ቢሮ 8 ፅገና ጋራጅ መኪና

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም

1 በዚ ዘፈር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ  ክገዝእ ይደሊ

2 ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ካብ  ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን  ከተማ  ኮሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ  ምምሕዳር ንብርትን ዘይምለስ 100 /ሚኢቲ ቅርሺ ብምክፋል/

3 ካብ 30/11/2011 ዓ/ም ክሳብ  16/12/2011ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ ሰዓት 11፡30 ምዉሳድ ይካኣል

4 ሰነድ ጨረታ 17/12/2011ዓ/ም  ሰዓት  3፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo