ክፈለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ዝከዉን ናይ INDOOR & DOOR GAME መሳርሒ ክገዘእ ሰለዝደለየ ሕጋዉያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም

ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት ገ/መናእሰይ ክ/ከ/ቀ/ወያነ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ሰፖርት ዕጥቅታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ዝከውን ናይ ዕጥቂ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ከተማ ሰሜን ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ስፖርት ክለብ መቐለ 70 እንደርታ ነቲ ክለብ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፖርት ዕጥቂ ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓውዜን ንኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ህንፃ፣ ሞተር ተሽከርከርትን፣ ዕጥቅታት ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደርና ክዕድግ ንደሊ፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክ/ከተማ ሓድነት ንቤት ፅሕፈት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርት ናይ ስፖርት ዕጥቂ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ስፖርት ከምኡውን ኣቅሑት ካፌ ክተቅርቡ ትክእሉ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።