ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 02 መስፋሕፍሒ ሓዱሽ ፕሮጀክት ስራሕቲ ውሽጢ ንውሽጢ ህንፀት መንገዲ ንምስላጥ ብብርኪ GC2 RC2 ልዕሊኡን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ምልክታ ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/ከ/ን/ኢንደስትሪን ቤት ማዘጋጃ ከተማ እንትጮ ዝርከብ ከ/ስራሕ ዝተዋደደ ስራሕ ልምዓት ከተማ እንትጮ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ኣብ ከተማ እንትጮ ቀበሌ 01 ፍሉይ ቦታ ሰውሒ መሬቶ እናተብሃለ ኣብ ዝፍለጥ ቦታ 420 ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ ድሬኔጅ ወይ ፈኛትራ ብብርኪ 8ተ ኣናእሽተይ ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ሓድሽ ግሬን ኤጅ ኣብ ቀበሌ 01 ካብ ኮንደሚኒየም ምውፃእ ወርቂ ናብ ከባቢ ሓፁር ሆስፒታል ከምኡ ውን ካብ ሓፁር ሆስፒታል ናብ እንዳ ጥዑም ቡና ቤት ብውልቀ ደኣንት ማለት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዳዊ ትካላት ማለት ሽርክና ማሕበራት ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ጂሲኣርሲ ኮንትራክተራት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም::

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጋዓዝያን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ኣብናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ልምዓትን ገጠርን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምላሽ ናይ ልምዓት ፕሮጀክት ካብ ጣብያ ማይ ኩሕሊ ናብ ቁሸት ማይ ሂወት ዝወስድ 7ተ ኪሎ ሜትር ሓድሽ ፅርጊያ በቲ ዘፈር መቅረብቲ ብስርዓት መቅረብቲ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::

ኣብ ልምዓት ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓት ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ጣብያ ሐየሎም ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ልምዓት ከተማ ሸራሮ ዝኮነ ኣብ ጥቃ ገጠር ጣብያ ፖሊስ ንምስራሕ ብደረጃ 8ተ ብብርኪ ፍቃድ ንእሽተይ መንገድን ኮንስትራክሽንን (RC) ህንፃን መንገድን (GC)ኮንስትራክሽንን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ማዘጋጃ ከተማ ሃገረ ሰለማ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብ ማእከል ኣሰፋቲ ዝተተከሉ ተክልታት ሓፁር ምሕፃር 2 ኣብ ከተማና ብጭቃ ኣፀጋሚ ዝኮኑ ቦታታት ጋራንቲ ንምፍሳስ ብግልፂ ጨረታ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳርን ሓድሽ ፀፀር መንገዲ ፓኬጅ 1 ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 01 ዝርከብ ፀፀር መንግዲ ካብ ሆቴል ብሄረፅጊ ኣስባልት ናብ መእተዊ ቂራ ሓድሽ መንደር ዝርከብ ቦታ ብተወሳኪ እዉን ኣክ ካባቢ መፃ ወርቂ ዝርከብ ኣርባዕተ ኔትዎርክ ሓዊሱ ብወልቀ ዳኣንት ብደረጃ ደቀቅቲ 8 ን BC/GC ኮንትራክተር ብናይ ULDGP ክልተ ብዝተረከበ በጀት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገድን ምዕባልን ምምሕዳርን ሓድሽ ፀፀር መንገዲ ፓከጅ ክልተ እብ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ፀፀር መንገዲ ከባቢ ቀበሌ 02 መቃብር ጠሊያን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 05 ካብ ኣቶ ኪዳነ ማሪያም ካሕሳይ ናብ ፊት ንፊት ዛላምበሳ ኮንደሚኒየም ብዉልቀ ዳእንተ ማለት እዉን ብሽርክና ብደረጃ 8 ደቀቀቅቲ ንእሽተይ RC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ አዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ምዕባለን ምምሕዳርን መንገዲ ሓድሽ ፀፀር መንገዲ ፓኬጅ ሰለስተ ካብ ቀበሌ 06 ቀጠና 6 ናብ ምምሕዳር ከባቢ ቡከት ብዉልቀን ዳኣንትን ማለት እዉን ማሕበራት ብደረጃ 8 ንእሽተይ RC/GC ተኮናተርቲ ብናይ ULDP በጀት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛንን ኮንስትራክንን ኣብ ናይ 2010 በጀት ዓምት ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ናይ ድልድይ ስራሕቲ ብብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ማሕበራት ኮንስተራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ