ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ን 2010 ዓም ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝትፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኣቁሑት ሕትመት ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑ ሳይክልን ናይ ወፃኢ ፍርያት ዕንፀይቲ ማለትዉን ፈርኒቸር አቁሑት :መሳርሒ ህንፃ: አቁሑት ፅሬት :መለዋወጢ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ አብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕል ክራይ ዶዘር ንምክራይን ዝተፈላለዮ ናይ ደን ዘርኢን መድሓኒትን ምግዛእ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ቤት ፅሕፈት ዝዉዕሉ መሳርሕታት ፅሕፈት፣ አቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ሕትመትን መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ሕትመት ቅጥዒታት ፓዳን ቢንካርድን ከሕትም ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መስሕባት ክልልና ዘላልይ መራሒ መፅሓፍ ኣምሓርኛን መፅሄት ቻርተር ዜጋታትን ከሐትም ይደሊ

ወልቃይት ቴክኒክ ኮሌጅ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት ናይ ሕትመት: ህንፃ መሳርሒ : ኣይቲ ተዛመድቲን : ኤሌክትሪክ : ፅሬትን : ስፖርትን: ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መስሕባት ክልልና ዘፋልጡ ዝተፈላለዮ ዓይነታት ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስረሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ::

ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳር ክልል ትግራይ ን2009 ዓም ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መፅሔት ሕትመት ስራሕቲ ዝምልክተ ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ወይ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ማይጨዉ ን2010 ዓም ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት ክልተ ኤሌክትሮንስ ኣቁሑት: ሎት ሰለስተ ፅሬት አቁሑት: ሎት አርባዕተ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ