ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ መስሕባት ክልልና ዘፋልጡ ዝተፈላለዮ ዓይነታት ከሐትም ስለዝደለየ በዚ ስረሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን :ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/ : VAT ተመዝገብቲ ዝኮነ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቁሕት ካብ ኤጀንስን ክፍሊ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 9/05/2010 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ /CPO/ ብር 3000.00 / ሰለስተ ሽሕ ብር / ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል::

4 እቲ ጨረታ ዕለት 9/05/2010 ተጀሚሩ ዕለት 24/05/2010 ዓም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይዕፀዉ ሰዓት 930 ይክፈት

6 ነቲ ሕትመት አብ ዉሽጢ 30 መዓልቲ ሰሪሑ ዘቅርብ::

7 ቢሮና ዝሐሸ መማረሒ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

8 ተጫረቲ ሰነድኩም ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንክትእትዉ ንሕብር

9 ኣድራሻና ከበቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo