ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ን 2010 ዓም ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝትፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት :ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኣቁሑት ሕትመት ሳይክልን መለዋወጢ አቁሑ ሳይክልን ናይ ወፃኢ ፍርያት ዕንፀይቲ ማለትዉን ፈርኒቸር አቁሑት :መሳርሒ ህንፃ: አቁሑት ፅሬት :መለዋወጢ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም

ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ዝተሓደሰ ናይ 2010 መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዘ

3 መረዳእታመለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ

4 ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝተመዝገበ ጥራሕ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት መለዋወጢ ሞተር ሳይክል አቁሑት ሕትመት ፈርኒቸር ብቫትን ብዘይቫትን ፅሬት አቁሑት መሳርሒ መሳርሒ ህንፃ ሳይክልን ናይ ሳይክል መለዋወጢ አቁሑትን ክትጫረቱ ትክእሉ

5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠ

6 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣክሱም ን ምዉሳድ ይከኣል

7 ዝቀረበ ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊኡ ኣብ ጎኑ ፊርማ ክህሉ ይግባእ

8 ሰዓሪ ኣብ ዝተገለፀሉ ዉዕሊ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ክኣስር ዝክእል

9 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ንመለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል ንአቀሑት ሕትመት ንፈርኒችር ንአቁሑት ፅሬት ንአቁሑት መሳርሒ ህንፃ 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ዘትሕዙ

10 ሰዓሪ 10% መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

11 ጨረታ ሰዓርቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ ጨረታ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከረክቡ ዝክእሉ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት 20% ናይ ምዉሳክን ምንካይ መሰል አለዎ

13 ጨረታ 21 ለካቲት 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

14 ሰነድ ጨረታ 1 ዋና 2 ቅዳሕ ኣብ ሕድሕድ ፖሰት ብምዕሻግ ኣብሓደ ዓብዮ ፖስታ ብምዕሻግ ቅዳሕን ዋናን ዝብል ፅሑፍ ብምፅሓፍ ናይ ትካል ሽም ፊርማ አድራሻን ብምግባር ክኣቱ ይግባእ

1. ኣብ ዝቀርብ ሰነድ ሽም ክታም ናይ ትካሎም ማህተመን አድራሸን ክቅመጦ ይግባእ እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347753006 ብምድዋል ወይድማ ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo