ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ::

ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

ቢሮ ርክብ ህዘቢ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ::

በዚ መሰረት አብዚ ጨረታ ክትሳተፍ እትደለዩ ተወዳደረቲ እተማልአዎ ሮቕሓ

1 ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎም መፍለይ ቑፅሪ / TIN/ ዘለዎም መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ቫት ዝተመዝገብክመሉ መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ከምኡዉን ወርሓዊ ዲክላሬሽን ከተቅርቡ ትክእሉ ኣብ መቐለ ናይ ባዕሉ መሐተሚ ማሽን ዘለዎን ንጋዜጣ ሳምፕል ከቅርብ ዝክእል

2 ተወዳደርርቲ ሰነድ ጨረታ ብር 20 ብምክፋል ካብ ዕለት 7/5/2010 ዓም እሰካብ 22/5/2010 ዓም ኣብ ቢሮ 22 ዳ/ፋ/ን/ምም መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ

3 4000 ጨረታ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ::

4 እቲ ጨረታ ዕለት 22/05/ 2010ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 22/05/ 2010ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረክበሉ ልዕል ኢሉ አብ ዝተጠቀሰኣድራሻብግልፂ ይኽፈት:: ተጫረቲ እተቅርብዎ ዋጋ ዝርዝር ስርዝ ድልዝ ጌርካ ምፅሓፍ ተቐባነት የብሉን

5 ቢሮና ዝሕትሞም ሕትመታት ከምኣድላይነቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይም ናይ ምቅናስ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ከምአዉን ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሪ ኣብ ዉሽጢ 60 መዓልቲ ይከዉን ከምእዉን ኩሎም ኣሐተምቲ ትካላት 30 ሚእታዊ ንፋይናንሻል 70 ሚእታዊ ንቴክኒካል ገምጋም ከምዝዉሃብ ክትፈለጡ ይግባእ

6 እዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ትካል ካብ ዘሸነፎ ጠቅለላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብ ሕተመት መቃልሕ ጋዜጣ በቢ ክልተ ሰሙን ዝሕተም ኮይኑ ናይ ዕለት 15 ሕታም ካሜራ ሬድ ዲዛይን ዝወስደሉ ዕለት 12 ሰዓት 1100 ናይ ድሕሪ ሰዓት እቲ ሕትሐት ኣታዊ ዝኮነሉ ዕለት 14 ሰዓት 300 ናይ ንጉሆ እንትከዉን ከምእ ድማ ዕለት 30 ሕታም ኣታዊ ዝኮነሉ ዕለት 29 ሰዓት 300 ናይ ንጉሆ ይከዉን

7 ተጫረቲ እተቅርብዎ ዋጋ ቫት ሓዊስኩም ክተቅረቡ አለኩም ቫት ይዉስከ ኢልካ ምፅሓፍ ኣይከኣልን

8 ሰዓራይ ንዘሸነፍዎ ሕተመት በቲ ዝወፀ ስፔሲፊኬሽን መሰረት ትክክል ምካኑ ምስተረጋገፀ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት በቲ ዝተገለፀ ዕለት ሰዓትን ናብ ቢሮና አታዊ ይገብር

9 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ቢሮና ዝርከበሉ ፊት ለፊት ኣግአዚ ባንኪ ጎኒ ዘዩርዳኖስ ሆቴል

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 0344 40 93 43 ደዊልካ ምሕታት ይከአል እዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo