የመከላከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ለመቐለ ሪፈራል ሆስፒታል ግንባታ ፕሮጆክት ኣጎልግሎት የሚዉሉ የስካይ ላይት እስትከር ኣቅርቦት እና ገጠማ ( dark gray sticker on existing skylight tool cover works supply and six) ሥራ ግዥ ለመፈፀም፣ ህጋዊ ተወዳዳሪዎችን በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ( sub contract ) ለማሳራት ይፈልጋል

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ሰርቲፊኬት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ቢል ቦርድ ዝልጠፍ ባነራት ከስርሕ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባኣላጀ ንኣጎልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ወረዱኡ ዘገልግሉ መሳርሒ ህንፃ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ዉፅኢት ስራሕቲ ሓፂነ መፂን ፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑ መለዋወጢ መኪና ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ እቲ ጨረታ 25/02/2012ዓ/ም ክሳብ 11/03/2012ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 /ሓምሳ ቅርሺ/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ከይዲ ስራሕ ንብረትን ዕደጋን ፋይናንስን ብምዉሳድ ንክጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንብሄር ብሄረሰባት ግልጋሎት ዝዉዕል ባነር ንምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ

ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ዓመታዊ መፅሓፍ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማኣወዳደሩ ክሕትም ይደሊ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ካብ ዩኒሴፍ በጀት ንዳ/ዳሬክቶሬት ምድላዉ ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝዉዕል መፃሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ/ ናይ ፈቃድ መዉሃቢ ካርዲ ፣ ብቕዓት መረጋገፂ ካርዲ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክሕትም ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም