ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ዶቡብ ምብራቅ ካብ መደበኛ በጀት ን2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ንፅሕፈት መሳርሒ፣ ንፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመት፣ ትሕቲ ሓደ ዓመት ንኣናእሽተይ ኣቁሑት ናይ ቤት ፅሕፈት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩሮም ዘለዉ ንብረታት ናይ ሎጎ መቕረብቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚዘበን ዝኽበር ዓለም ለኻዊ መዓልቲ ቱሪዝም ዝዉዕሉ ዝተፈላላዩ ሕትመት ከሕትም ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲታት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፎሮም ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ን ፍርቂ ዓመት ንዝተፈላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቁሑ ፅሬት፣ ቀወምቲ ኣቅሑት ቢሮ ፣ ሕትመት፣ መፃሕፍቲ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተርሳይክልን መኪናን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ ፈርኒቸራት ናይ መኪና ጎማን ባትሪ ፣ ሕትመት፡ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ንዝ/ዩ ቀወምቲ ንብረት መፍለይ ቁፅሪ/ኮድ/ ንምሃብ ብናይ ሕትመት ግልጋሎት ንግዲ ትካላት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል በመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰነይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑ ፅሬትን ፣ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ፡፡

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ፃዉዒት ፕሮፖዛል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ካብዚ ንታሐቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትወዳደሩ እትክእሉ ምኻንኩም ንሕብር

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም