ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ምክንያት ንመበል 45ተ ዓመት ልደት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ግልጋሎት ዝዉዕል ናት ሕትመት ስራሕቲ ካብ ሕጋዊያን ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከነሕትምን ክንዕድግ ንይደሊ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

1 ጨ.ቑ.ቢ.ር.ህ.ክ.ት/ኣቅ -03/2012 ናይ ሕትመት

መኸበሪ ጨረታብር 1000.00 /ዓሰርተ ሽሕ/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሐዙ ዝክእሉ

1 ናይ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቫት ተመዝገብቲን ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሪፖርት ፣መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበርኣብ ዝርዝር መቕረባይነትዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ/መቅረባይነት/ ከቅርቡ ዝክእሉን ኣብ ሰነድ ጨረታ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መዐቀኒታት ዘማልኡ

2 ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ ደጋፊ ኸይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 22 ካብ ዕለት 14/04/2012 ዓ/ም ክሳብ 22/04/2012ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ጊዜ መፀኪም ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

3 ዕለት 24/03/2012 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

4 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ - 0344-40-93-43 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo