ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ምድብ 1- ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ላፕቶፕ፣ ዲስክ ኮምፒዩተር ፣ ምድብ 2 ናይ ምርምር መሳርሒ ኣቅሑት (poultry Equipment) ፣ ጀነሬተር በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቆሒታት ብምምላእ ተታሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትክእሉ ነፍልጥ

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ንናይ 2011 ባጀት ዓመት መሳርሒ ግልጋሎት ዝውዕሉ ንብረታት ናይ ህንፃ መሳርሒ፣ ፅሐፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክ ኣቑሑት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ቀለብ እንስሳት ፍሩስካ፣ ሑፃን ፀፀርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ንዕድም::

ኤጀንሲ ሽግግር ሕርሻ ጨንፈር ትግራይ ምድብ ሐደ ኣብ ኣርባዕተ ዝተመረፃ ጣቢያታት ትግራይ መራብሒ አናህብ ቦታ ሰሪሕካ ምርካብ ኣብ ረዳ ደጎዓ ተምቤን ጣቢያ ኣንብርከክን ቁሸት ሐላ : ኣብ ወረዳ ክልተ ኣብላዕሎ ጣቢያታት መካንን ኣብርሃ ኣፅባሃ ቁሸጣታት ብርክን ወይንን: ኣብ ወረዳ መደባይ ዛና ጣቢያ ዓደቃማልሕ ቁሸት ዓዲቀዳፎ : ምድብ ክልተ ድማ ኣብ ትግራይ ዉሽጢ ካብ ዝርከባ ዝተመረፃ ክልተ ጣቢታት ኣብያተ ፅሕፈት ጣቢያ ፈስን መካዚኖን ከስርሕ ስለዝደለየቀፂሎም ዝተዘርሩ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ዕምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ከምኡዉን ናዉቲ ንህብን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም