ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ሕርሻን ገጠርን ዕምዓት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ከምኡዉን ናዉቲ ንህብን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ   ዘለዎ ዓመታዊ ግብሪ ዝከፈለ ን 2008 በጀት ዓመት ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ
  2. ናይ ነጋዳይ መለለዩ ቁፅሪ ቲን ነምበር ዘለዎ
  3. ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር  ዝተመዝገበ
  4. ቫት  ዝተመዝገበን  ናይ ጥቅምቲ ወርሒ 2008 ዓ ም ሒሳቡ ዘፍለጥሉ ከቅርቡ ዝክእሉ
  5. ልዕል ክብሉ ናይ ዝተጠቀሱ ረቋሕታት  መረዳእታ ዋንኡን ሓደ ፎቶ ኮፒኡን  ከቅርብ ዝክእል
  6. ንጨረታ መክበሪ ንዘይሰዓረ ሹዑ ንሹዑ ዝምለስ  ን መሳርሒ ህንፃ 5000 ቅርሺ ፣ንናዉቲ ንህቢ ድማ 3000 ቅርሺ  ብጥረገንዘብ  ወይ ተረጋጊፁ  ዝቀረበ ቼክ ከትሕዙ ዝክእሉ
  7. ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ዓይነት ንብረት መፅዐንን  መራገፊ ካብ ተጫራቲ ዝሽፈን ኮይኑ ዝሰዓርዎ ዓይነት ንብረት ናብ ጣብያ ማህበረሰላምን ደብረ ቃልን ከረክብ ዝክእል
  8. እቲ ጨረታ ሰዓራይ ምካኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ዉሽጢ  5 መዓልቲ ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
  9. ተጫረቲ ዝሰዓሮ ንብረት  በቲ ዝተወዳደረሉ ዝርዝር ስፐስፊኬሽን መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ  ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን  ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
  10. ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ  ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ  ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ማእከላይ ዞባ  ምምሕዳር ህንፃ ኣብ ምድረሪ ቤተ ይከዉን
  11. ንመሳርሒ ህንፃ 50 ቅርሺ፣ ንናዉቲ ንብቲ ድማ 30 ቅርሺ ኮይኑ ኣብ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ
  12. ተጫረቲ ንሓደ ተቅርብዎ ዋጋ መሊእኩም  ብሽምኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 23 ሕዳር 2008 ዓ ም  ክሳብ ዕለት 11 ታሕሳስ 2008 ዓ ም ሰዓት 3 ፡30 ናይ ንጉሆ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ሰዓትኣብ ከይዲ ስራሕ  ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ
  13. ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ 11 ታሕሳስ 2008 ዓ ም ሰዓት 3 ፡30 ናይ ንጉሆ ይከዉን
  14. ጨረተታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ  11 ታሕሳስ  2008 ዓ ም ሰዓት 4፡ 00 ናይ ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ይከዉን  ።ኩሉ መዐቀኒ አማሊኡ ብዘይለዉሉ ንክክፈተሎም ዘመልከቱ  ምትእንጋድ ከምዝከኣል ንገልፅ
  15. ቤት ፅሕፈትና መማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  16. 20 ሚኢታዊ ምቅናስ ወይዉን ምዉሳክ  ከምዝከኣል ክፈልጥ ይግባእ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347753263 ብምድዋል ምሕታት ይካአል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo