ኤጀንሲ ሽግግር ሕርሻ ጨንፈር ትግራይ ምድብ ሐደ ኣብ ኣርባዕተ ዝተመረፃ ጣቢያታት ትግራይ መራብሒ አናህብ ቦታ ሰሪሕካ ምርካብ ኣብ ረዳ ደጎዓ ተምቤን ጣቢያ ኣንብርከክን ቁሸት ሐላ : ኣብ ወረዳ ክልተ ኣብላዕሎ ጣቢያታት መካንን ኣብርሃ ኣፅባሃ ቁሸጣታት ብርክን ወይንን: ኣብ ወረዳ መደባይ ዛና ጣቢያ ዓደቃማልሕ ቁሸት ዓዲቀዳፎ : ምድብ ክልተ ድማ ኣብ ትግራይ ዉሽጢ ካብ ዝርከባ ዝተመረፃ ክልተ ጣቢታት ኣብያተ ፅሕፈት ጣቢያ ፈስን መካዚኖን ከስርሕ ስለዝደለየቀፂሎም ዝተዘርሩ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኤጄንሲ ስግግር ሕርሻ ጨንፈር ትግራይ ATA

1 በቲ ዘፈር ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ግብሪ ዝከፈልኩምን መረዳእታ እዉን ምቅራብ ትክእሉ

2 መረጋገፂ ብቅዓት ስራሕቲ ህንፃ ደረጃ 7 ልዕሊኡን ምህላዉክም ዝገልፅ መረዳእታ እዉን ክተቅረቡ አለኩም

3 ኣብ ስራሕቲ ህንፃ እንተናአሰ ኣብ ክልተ ስራሕቲ ህንፃ ብዝሓሸ ብቅዓት ሰሪሐኩም ምካንኩም ዘረጋግፅ መረዳእታ እዉን ክተቅረቡ አለኩም

4 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ድማ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ሐደ ማህንዲስን ሐደ ፎርማንን ነቲ ስራሕ ምምዳብ ሓላፍነትኵም ምካኑ ክትፈልጡ አለኩም

5 ካብዚ ብተወሳኪ ናይዞም ሰብ ሞያ ደረጃ ትምህርቲ ልምዲ ስራሕ እዉን ምስቲ ሰነድ ጨረታ ኣታሒዝኩም ክተቅርቡ ግብእ አለኩም

6 ሰነድ ጨረታ እንተቅረቡ ድማ ሰነድ ፋይናንስ እወን ኣብኡ ክካተት አለዎ

7 ናይ ባዕልካ ዝርዝር መዓቀኒ ምድላዉ እዉን ዝተከልከለ እዩ

8 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ዉሕስና ባንኪ ክተትሕዙ አለኩም ሰነድ ኢንሹራንስ ድማ ተቀባልነት ከምዘይብሉ ክትፈልጡ ይግባእ

9 ኣብክልቲኡ ወይድማ ሐደ መሪፅኵም ምዉድዳር ከምትክእሉ ክንገልፅ ንፈቱ

10 እቲ ጨረታ 15 ሚያዝያ 2010 ዓም ንጉሆ ሰዓት 400 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 430 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

11 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅረሺ እናከፈሉ ካብ ኤጀንሲና ምዉሳድ ይክእሉ

12 ኤጀንሲና ዝሐሸ ኣማራጭ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0343405314 /0343405392  

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo