ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝዓነወን ዝተሰባበረን ናይ ቢሮ ኣቅሑት፥ ፈርኒቸራትን ኤለክትሮኒክስን ማለት ኮምፒተር፣ ላፕቶፕ፣ ፎቶ ኮፒ ማሽን፣ ፍሪጅ ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ፥ ባትሪ፤ አለሙኔም፥ ብረታብረት /ረታመ ካልኦትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዓድግራት ኣብ ዉሽጡ ዝርከቡ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታት አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ይደሊ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ አብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ኢንዱስትሪ ዞንን ክላስተር ማእኸልን ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 01 ፍሉይ ሽሙ ኢንዱስትሪ ዞን አብ ዝበሃል ቦታ ዝርከብ ርሑስ ደዉ ዝበለ፣ ደረቕ ዝተቆሪፀ ፣ ርሑስ ዝወደቀ ቀላሚንጦስን ሓፂን በሪ ማዕዖን - ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥን ከወግድን የደሊ፡፡

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ዓይነታ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ፣

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ን2017 በጀት ዓመት ዘካይዶም ናይ ህንፀት ፅገና መንገዲን ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ማለት እዉን አቅሑት ኤሌክተሮኒክስ: ሐደሽቲ ናይ ተሽከርክቲ መለዋወጢ አቅሑትን ዘገልገለ ንብረትን : ንሰራሕተኛታቱ ዝከዉን ደንቢ ደንቢ ልብስ ንምዕዳግ ይደሊ

በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ዝተፈለላዩ ዘገልግሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ዝምልክተኩም ኣካላት እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይደሊ

ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትካልና ዝርከብ ብ ብረት + ዝተሰርሐ ዓራት ክሸይጥ ስለዝደለየ

ትካልና ዩናይትድ ስቲልን ሜታል ኢንዳስትሪ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ናይ ሓፂን መፂን ናይ ስራሕ ዘርፊ ዝተሰማረየ ትካል እንትከውን ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ንዘለው ተረፈ ምህርቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ቤት ፅ/ት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን ንትካልናን ኣብ ግልጋሎት ዊዒሎም ግልጋሎቶም ዝወድኡን ዝተበላሸውን ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ዝተሰባበሩን ንምውጋድ - ስለዝደለና : በዚ ዘርፊ ስተሰማረኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንምግዛእ ድሌት ዘለኩም ሕብረተሰብ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተዘርዘሩ ረቋሒ መሰረት ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም፡-