ናይ ጨረታ ምልክታ
ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ትካልና ዝርከብ ብ ብረት + ዝተሰርሐ ዓራት ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትረቱ _ እትደልዩ ብኣካል ናብ ትካልና እናመፃእኹም እቲ ዓራት ብምርኣይ ካብዙይ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም::
ጠቅላላ ዋጋ
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|
1 | ናይ ላዕሊ ብረት ዓራት 200×90 | ቁፅሪ/ንዕል/ | 65 | |||
2 | ናይ ታሕቲ ብረት ዓራት 200×90 | ዕምዲ | 1177 | |||
3 | ችፑድ በዓል 10 ' ዝተቆረፀ | ብቁፅሪ | 286 | |||
4 | ችፑድ በዓል 10' ዘይተቆረፀ | ብቁፅሪ | 285 |
1. ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 29/05/2017ዓ.ም ክሳብ 08/05/2017 ዓ.ም ምኻኑ::"
2. ተጫረቲ ዘይምለስ ብር 50 (ሓምሳ ብር) እናኸፈልኩም ካብ ትካልና ፍረስወኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ካብ ፋይናንስ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትኽእሉ/ላ/ ምዃንኹም ንገልፅ
3. ናይቲ ንብረት ዋጋ መሊኡ ከቕርብ ዝኸእል::
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 08/05/2017 ዓ.ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ድማ ሰዓት 4:30 ምዃኑ እናፍለጥና እቲ ጨረታ ሰነድ ኣብ ትካልና ኣብ ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ትገብሩ ይግባእ::
5. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበሪ ሕጋዉነቱ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብር 100,000(ሚኢቲ ነ ሽሕ ብር) ክተትሕዙ ኣለኹም::
6. ተጫረቲ ወይ ተወከልቶም እንተዘይተረኺቦም እቲ ጨረታ ንምኸፋት ኣይተዓናቐፍን:: ::
7 ትካልና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
8. ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ዓርሶም ትራንስፖርት ከልዕሉ ይግባእ::
9. ኣድራሻና ኣብ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ጥቓ ነዳዲ መዐደሊ ንዉሽጢ እትዉ ኢልኻ ኣብ ዝርከብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 29/05/2017ዓ.ም ክሳብ 08/05/2017 ዓ.ም ንተወሳኪ ሓበሬታ (0914727888)::