ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ናይ ቶዮታፒክ ኣፕ ፣ ፓራዶ መኪና ዘገልገሉ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ይደሊ

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳሬክተር ዕደ/ፋይ/ንብ ምምሕዳርን ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደሊ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑት ቀወምቲ ንብረት አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ክተማልዎም ዝግባእ ረቃሕታት

በኢትዮጵያ ምርጥ ዘር ኣቅርቦት መቐለ ቅርንጫፍ ፅ/ቤት የተለያዩ የምግብ እህል በጣሪ በጨረታ መሸጥ ይፈልጋል።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ቤት ፅ/ት ሕርሻ ዝርከብ 200 ኩንታል ሲሚንቶ ብናይ ገጠር ሰፍትኔት ሓገዝ ኣብ ክፈለ ከተማ ሰሜን ጣብያ መለስ ናይ ካል መስኖ ልምስራሕ ኣብ ወርሒ ሰነ 2012ዓ/ም ዝተገዘአ ኣብ ዒላላ መጋዝን ዝርከብ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረ ሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ቤት ዕዩኡ ዝርከቡ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ጎማታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

የኢትዮዽያ ገቢዎች ጉምሩክ ባለ ስልጣን መቐለ ቅ/ጽ/ቤት በመቐለ የሚገኙ የተለያዩ እቓዎች በሃራጅ ጨረታ ባልበት ሁኔታ ኣወዳድሮ መሸጥ ይፈልጋል

መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጣዉላ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም /ጣዉላ በዝሒ 9ሺሕ ቦታ ዉቅሮ /

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝኣረጉን ዝተሰባበሩን ወነበራት ፣ ናይ መኪና ባትሪ ፣ ጎማታትን ፣ ፍርጅን ፣ ኮምፒተራትን ፣ ሓፂን መፂን ካሳታትን፣ ሞባይል ቆፎ ንክትሸይጥ ስለዝደለየት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት ዝተማኡ ተጫረቲ ንክትጫረቱ ንዕድም

ማሕበር መምህራን ክልል ትግራይ ዘገልገለት ማርቸዲስ ሞዴል 290GD መኪና ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ

ኮሌጅ ኪነ ጥበባት ትግራይ ዝተፈላለዩ ቀወምቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብመሸጣ ንብረት ከወግድ ስለዝደለየ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም