ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ንኩለን ቤት ፅሕፈታት ን 2009 በጀት ዓመት ጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሳርሒ ፅሕፈት :መቀያየሪ አቁሑት መካይን: መቀያየሪ አቁሑት ሞተር ሳይክል: አቁሑት ፅሬት :ሕትመት :አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፅገና ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ በዓል 5000 ሊትር ዝሕዝ መዋህለሊ ማይን ናብ አብያተ ትምህርቲ ምጉዕዓዝን: ዝተፈላለዩ ፅገና ኤለክትሮኒክስ ንሓደ ዓመት ብኮንትራት ምክያድ :ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ከሕትምን ይደሊ

ማእከል ቤት ህንፀት ሑመራ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ናዉቲ ፅሬት :አናእሽቲ መሳርሕን :ናይ ዕንፀይቲ ስራሕ: ሞተር ብስክሌትን ንምዕዳግ ከምኡዉን ዝተፋላለያ ኮምፒተራት ላፕቶፓት ፕሪንተራት ማሽን ፎቶ ኮፒን ንምፅጋን ስለዝደሊ ዝሰዕብ ረቀሒ እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኩለን አብያተ ፅሕፈት ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ቀወምቲ ንብረት ፈረኒቸር ፣መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክል ፣አቁሑት ሕትመት ፣ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ፣ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል መኪና ሰርቪስ ፅገናን ናይ ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ፣ዘርኢ አግራብን ቀለብ እንስሳትን ፣ናይ ቼክዳም ማዕፆ ማለት እዉን ጌት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ከፀግንን ይደሊ

ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ንምዕዳግን ንምፅጋንን መለዋወጢ ኣቁሑት መካይንን ሞተር ሳይክልን ናይ ስፖርት ዕጥቅን