ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኩለን አብያተ ፅሕፈት ን 2008 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ አቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ አቁሑት ፅሬት ፣አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፣ቀወምቲ ንብረት ፈረኒቸር ፣መለዋወጢ አቁሑት መኪና ፣መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክል ፣አቁሑት ሕትመት ፣ናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ፣ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል መኪና ሰርቪስ ፅገናን ናይ ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ፣ዘርኢ አግራብን ቀለብ እንስሳትን ፣ናይ ቼክዳም ማዕፆ ማለት እዉን ጌት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ከፀግንን ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጉሎ መከዳ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት

1 ሽም ተጫረቲ ፊርማ አድራሻ ማሕተም አብቲ ሰነደ ጨረታ ክህልዎ አለዎ

2 ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ናይቲ ዓወደ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎም

3 መቅረባየነት ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥሉ ዝተገናዘበ መረዳእታ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

4 ንአቁሑት ፅሬት ፣ግልጋሎት ሕትመት ፣ንፅገና ኤለክትሮኒክስ መቅረብቲ ዝምልከት ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ዘይተመዝገብኩምን መረዳእታኩም ብምቅራብ ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 ናይ ጋራዥ ጠቅላላ ግልጋሎት ሰርቪስ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ተወዳደርቲ ዝኮኑ ብቅዓት መረጋገፂ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

6 ብመሰረት እዚ ዝተዳለወ መመዘኒ ረቀሒ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ

7 ናይ ጨረታ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ብ ሲፒኦ ወይዉን ብጥረገንዘብ ንናይ ፅሕፈት መሳርሒÂ ኤለክትሮኒክስ ንናይ መኪና መለዋወጢ ንናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ናይ ቀዋሚ ንብረት ፈርኒቸር ንናይ መካይን ስርቪስ ፅገና ንዘርኢ አግራብ ቀለብ እንስሳን ንናይ ቼክ ዳም ማዕፆ 5000 ቅርሺ ንአቁሑት ፅሬት ሕትመት ንናይ ኤለክትሮኒክሰ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋÂ 3000 ቅርሺ ብሽም እቲ ቤት ፅሕፈት ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ 14 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም Â 14መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 5፡00 Â ቅድሚ ሰዓት ይከዉን እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት በዓል እንተዳኣ ኮይኑ ኣብ ዝቅፅል ዕለት ብተመሳሳሊ ሰዓት Â ይክፈት

9 ተጫረቲ ዝህብዎ መጫረቲ ዋጋ ን 60 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ምካኑ ኣብቲ ዘቅርቦ ናይ ጨረታ ሰነድ ከረጋግፁ ይግባእ

10 ናይ ዋጋ መግለፂ እንትትመልኡ ኣብ ዝወሰድኩምዎ ዝርዝር ስፐስፊኬሽንÂ ኣብ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራሕ ዋጋ ክትመልኡ አለኩምÂ ብመሰረት እዚ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ንዘኮንኩም ተጫረቲ እትመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሓወሰ ምካኑ ክትፈልጡ አለኩም

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344340128 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo