ኤጀንሲ ልምዓት ምርግጋፅ ምግቢ ውሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኤሌክትሮኒክስ ንፅገና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅ/ት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ኮምፒተራት ካልኦት ኤሌክትሮኒክስ ንምፅጋን ናይ ኢድ ሞያ ብፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክነፀግን ንደሊ፡፡

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ንዘለና ዝ/ዩ ናይ ኤጀንሲና ፋይል ካብኔትና በሪ ቁልፊ ንምቅያር፣ ምቅራፅን ናይ ጠረጴዛ ድሮወር ቁልፊ ምቅያርን ምፅጋን ንሰብ ሞያ ኣካላት ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዩ ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ሰርቪስን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ፤

ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ መካኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ፤

ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ብበጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ተምሃሮ መቀመጢ ወንበርን ጠረጴዛን ፣ናይ መምሃራን ሎከርን ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ፤

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ሆቴል ማናጅመንት፣ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ/ክፅግን/ ይደሊ፤

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ ዕገና ኤሌክትሮኒክስ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ማይ መፃረይ መሽን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክፅግን ንደሊ፤