ቤት ፍረዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ቤት ፍረዲ ሰራሕቲ መሳለጢ ዝውዕል ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ክገዝእ ወይ ከስርሕ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዝተፈላለዩ ዓቐን ዘሎዎም ንብረታት ን 2011 ዓ/ም ንኣጠቃላሊ ነቲ ዓመት ስራሕ መካየዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጥምን : ፅሕፈት መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኣቅሑ ቢሮ (ፈርኒቸር) : ናይ መኪና ጎማን ካላማደሪያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ፅሕፈት ቀረብን መስተ ማይን ፈሳሲን ከተማ ራማ ካብዚ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ቡንባ፣ ናውቲ ኣብያተ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ፣ መቀያያሪ ኣቅሑት ብሽክሌታ ፣ ዝተፈላለዩ መሳረሕታት ፅሕፈትን ፅሬትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ JSI researcher & training Inst. Ink-L10k ዝተብሃለ ገባሪ ሰናይ ትካል ኣብ ከተማ ማይጨው ዝርከብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ለምለም ካርልን ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ከተማ መኾኒ ዝርከብ መባእታዊ ሆስፒታል መኾኒን ማእኸል ተሞከሮ (skill lab) ግልጋሎት ዝውዕሉ ፈርኒቸራት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2011 ዓ/ም ዘበነ ትምህርቲ ኣብ ቤት ትምህርቲና ዘድሊ ቀዋሚ ኣቅሑት ናይ ቢሮ ፈርኒቸርን ቀዋሚ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ነዚ ንምቅራብ እትኽእሉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ እናዓደምና ዶክመንት ጨረታ ኣብ ዝቅፅል ገፅ ኣሎ።

ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ዝተፈላለዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጣውላ ፍሬም ዎርክ 4000x300x250mm ኣወዳዲሩ ብምጭራት ንምዕዳግ ስለዝደሊ-

ቤት ፅሕፈት ንግድን ዘርፍን ማሕበራት ከተማ ኮረም ንስራሕቱ ኣደላይ ዘኾነ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ። ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ቤት ፍረዲ ወረዳ ኣሕፈሮም ንመሳርሒ ፅሕፈትን ቀለልትን ሃለቅትን ኣቅሑት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ሕትመት ፣ ኣቅሑት ፅሬት፣ ተሽከርከርቲ፣ ኣቅሑት ቢሮ ወይ ፈርኒቸር ወይደማ ቀወምቲ ንብረት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ስዒቦም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ምድብ 1 ፅሕፈት መሳርሒ፣ ምድብ 2 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ:-

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና: ኣቁሑት ቢሮ፣ ዕጥቂ ስፖርትን ፣ናውቲ ሕትመትን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።በዚ መሰረት ነዞም ስዒቦም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።