ትካልና ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ንቐፃሊ ሓሙሽተ ዓመት ዘገልግል ትልሚ ስትራተጅክ / strategic plan) ንምድላዉ ኣብቲ ስራሕ ንዝተሰማረዩ ስራሕ ልምዲ ዘለዎምን ሕጋዊ ፈቃድ ዘለዎምን ተጫረቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ዩኒሴፍ በጀት ንዳ/ዳ/ምድላው ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ካብ ኢንግሊዝኛ ናብ ትግርኛ ትርጉም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ፡፡

ማሕበርና ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ከባብያዊ ፀጋ መሰረት ዝገበረ ስራሕ ፈጠራ /Environmental Entrepreneurship program/ ናይ መወዳእታ ትግበራ ፕሮጀክት ገምጋም /Final project evaluation/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እተደልዩ ኣማከርቲ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ ኣማሊእኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፤

የትግራይ ክልል የገጠር መሬት ልማት የኣካባቢ ጥበቃ አጠቃቀምና አስተዳደር ኤጄንሰ ለ2008 በጀት ዓመት ለክልሉ ኤጄንሲ በክልሉ ለሚገኙ የወረዳ ፅ/ቤቶች አገልግሎት የሚዉሉ ሞተር ሳይክሎች : በመቀለ እና አካባቢዉ ለሚካሄድ ጥናትና በኮንሰልታንት ለማጥናት ፣ የመኪና ጥገና ጋራዥ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛትና ለመኪና ጥገና ጋራዥ በ6 ወር የሚታደሰ የአንድ አመት ዉል ለማሰር ይፈልጋል

ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንት ክልል ትግራይ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከባ 52 ከተማታትን ወረዳታትን ስራሕ ንዘይብሎም ወገናት ስራሕ ዕድል ክፈጥሩ ዝክእሉ ሃፍተ ገነት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ፅንዓት ከካይድ ይደሊ