ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ ዩኒሴፍ በጀት ንዳ/ዳ/ምድላው ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ካብ ኢንግሊዝኛ ናብ ትግርኛ ትርጉም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከተርጉም ይደሊ፡፡

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 9/08/2011ዓ/ም ክሳብ 11/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291/415152 ምድዋል ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo