ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን አመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2011 ዓ/ም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑ መለዋወጢ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን፣ ሮቶ መዋህለሊ ማይ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ፈርኒቸር፣ዝተፈላለዩ ናይ ቤተ ፈተነ ኬምካላትን መሳርሕታት፣ ናይ ዓበይትን ኣናእሽተይን መኪና መፀገኒ ጋራዥን፣ ካልኦት ኣጫሪቱ ክዕድግን ኣገልግሎት ክረክብ ይደሊ።

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን2011 በጀት ዓመት ናይ ቢሮ ኣቅሑ / Office furnicher/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ናይ ዋና ዘይብሎም ኣክላባትን ዝቆሰሉ ኣፍራስ ምውጋድ፣ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ቀዋሚ ንብረት ፣ደንቢ ክዳን ኬብሊንግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ ።

ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ከተማ መቀለ ዝርከብ ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኣቅሑት ቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮረም ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብታ ከተማ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ምድብ 1 ፈርኒቸር ካልኦትን በቢዘፈሩ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክገዝእ ይደሊ ።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሸራሮ ናይ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት 2ይ ዘር ዕድጊት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ አገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ሕትመት፣ቀወምቲ ንብረት፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና፣ዕጥቂ ስፖርት፣ ሞተር ሳይክል፣መፅሓፍቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት ኣብ ዝተፈላለዩ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ፣ ሕትመት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢን ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ኮምፒተራት፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑ ፣መፃሕፍቲ ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዋና ቤት ማዘጋጃ ከተማ መቐ ግልጋሎት ዝውዕል ፈርኒቸር ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማሓድነትኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመትን ትካል ናይ :ኤሌክትሮኒክስ : ፈርኒቸር /ኣቅሑ ቢሮ/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ