ሓፈሻዊ ሆስፒታል ማያኒ ናይ 2012ዓ/ም ን2ይ ፍርቂ ዓመት ንዝተፈለላለዩ ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ናዉቲ ቢሮ፣ ስራሕቲ ሕትመት ፣ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ልብስ፣ ፍቃድ ዘለኩም አብዚ ጨረታ ንክትሳተፉ ንዕድም

ኮምሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ንግልጋሎት ዝዉዕልክ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፈርኒቸር፣ ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ 2012 ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፈርኒቸር መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሊ ዝተዘርዘረ ናይ ፈርንቸር ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ደደቢት ብድርና ቁጠባ ተቋም አ/ማ ለድርጅቱ አገልግሎት የሚዉሉ ካዝናዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል፡፡

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ የብር መያዣ ካዝና በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝኮነ ናይ ካዝና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣጎልግሎት ዘዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት አዉን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ፅሬት ፡ መሳርሒ ሕትመት፣ ናይ ምግቢ መጠዓዓምቲ ፣ መለዋወጥቲ ኣቅሑት መኪና ፣ ቀወምቲ ንብረት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ማለት ናይ ቴሌቪዥን መቐመጢ ወንበር፣ ጠረፔዛ ፣ ናይ ፊዝዮትራፒ ኣቅሑትን ካልኦትን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኤጄንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ምልክታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደልይ ብዘርፊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮንኩም ክትወዳደሩ ይዕድም