ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ቀወምትን ሃለቅትን ንብረታት በግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ብዓይነታት ዘፈር ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ህንፃ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ፣ ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር ተዛመደትን ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ፈርኒቸር ፣ ናይ ኣዉቶ / መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት/ ካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት

1 በዚ መሰረት ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲግራት ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ርን ቁፅሪ 03 ምዉሳድ ይካኣል

2 ናይ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ወረቀት ምሰክር መቅረባይነት ብዝተዓሸገ ፖስታ ንዑዑ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይካኣል

3 እቲ ጨረታ ካብ 08/07/2012 ዓ/ም ክሳብ 22/07/2012ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 23/07/2012 ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይከፈት

5 እቲ ኮሌጅ ነቲ ጨረታ በምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 01 77 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo