ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ናይ ግቢ ሓፁር ዋተር ዌል ማለት አዉን ፌንስ ስራሕቲ ብመሰረት ረቃሕታት ብርኪ ደኣንት ተገምጊሙ ብቅዓት ዝረከቡ ደረጃ GC 8 BC8 ብምስታፍ ከጫርት ይደሊ

ቤት ትምህርቲ ሙለእ 1ይ ማይ -ወይኒ ቁ2 6ተ ክላሳት ወይ ክፍልታት ናይ መኻኻታ ከምብሓድሽ ምምላእ ሓድሽ ማዕፆ ምግጣም ፣ መስከቲ ምግጣም፣ ንኩሉ ክፈሊ ቀለም ምቅላም ፣ እቶም ዝግጠሙ ማዕፆታት መሳኩትን ብኣንትሬስት ቀለም ምቅላም ፣ ኣብ ናይ ኣፈ ደገ ናይቲ ክፍልታት ዘሎ ብመንደቅ ደረጃታት ንኣከላ ጎዶሎ ዘካተተ ምስራሕ ብሓፈሻ ንምፅጋን ጨረታ አዉፅኡ ከጫርት ይደሊ

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ኣብ ዉሽጢ ቤት ትምህርቲ ዝርከብ ዝፈረሰ ሓፁር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣብ ወረዳ ኣስገደ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጓዓዝያን ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ዋንነቱ ናይ ወረዳ ኣስገደ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ዝኮነ ብናይ ክልልን ፌደራልን ጥዕና ትካላት በጀት ድጋፍ ኣብ ጣብያ ዓዲ መሓመዳይ ናይ አዴታትን ህፃናትን መሐከሚ ህንፃ MCH ስራሕቲ ንምስራሕ ናይ ደረጃ 8ተ ደቀቅቲ ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ብርኪ ዘለዎም ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ዳይሬክተር ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ማእኸል ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ህንፃ ብደረጃ BC 6 GC7ልዕሊኡን ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ኣጎልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ 1 ኣብ ከተማ መቐለ 2 ኣብ ብዘት 3 ኣብ ኮረም 4 ኣብ ዳንሻ 5 ኣብ ሓዉዜን ቤት ፅሕፈት ንምህናፅ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ካብዚ ቀፂሎም ዘለዉ መዐቀንታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ይዕድም

ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ/ዉ /ማሕበር ኣብ ከባቢ መቐለ ማለት እዉን ኣሸጎዳ ንሰርሖ ናይ ሎጅድቲክን ወር ሃዉስን ፋሲሊቲ ናይ ህንፃ ስራሕቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ብኮንስትራክሽን ስራሕቲ ደረጃ GC-4 ወይም BC-4 ልዕሊኡን ብቅዓት ዘለኩም ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም

ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዋንነቱ ናይ ማይክሮ ፋይናንስ አደዳይ ዝኮነ ህንፃ ብደረጃ BC 5/GC 6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ኣብ ከተማ ኣክሱም ከስርሕ ይደሊ ።

ማሕበር ቀዳሞት ተምሃሮ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ መሰናድኦ ዓድዋ ንዘሎ ፕሮጀክት ህንፃ BC GC 6ተን ልዕሊኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ተኻናተርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ነዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓድዋ ፣ ዓዲ ግራት ፣ማይ ፀብሪ ፣ሰለኽለኻን ፣ ፍረወይኒንን ዝርከቡ ህንፃታት ሙሉእ ፅገና ንምግባር ስለዝደየ ኣብዚ ክትሳተፉ እትደልዩ BC/GC-6 ን ልዕሊኡን ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኻናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም