ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ኣሕፎሮም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ድዛይንን ስራሕቲ ህንፃ ኣብ ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ሴሮ ጥዕና ጣብያ ዝስራሕ መወልዲ ህንፃ ኣብ ኣናእሽተይ ደረጃ 8ተ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ማሕበራት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትርክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ ኣሕፈሮም

1 ኣብ ደኣንት ተወዲቦም ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበር ወይም ዉልቀ ደኣንት ኣፍልጦ ተወሂብዎም በቲ ሓድሽ አወዳድባ ብደረጃ 8ተ ኣናእሽተይን ዝተወደቡኩም

2 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ስራሕቲ ዉዕሊ ካብ ዝፈፀምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 350 ተከታተልቲ መዓልታት  ብፕላንን ስራሕ ዝርዝርን መሰረት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ ዝክእሉ

3 ኩሎም ተጫረቲ ካብ ዕለት 29/11/2012ዓ/ም ክሳብ 17/12/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናይ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምምፃእ ካብ ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ኣሕፎሮም  ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ድዛይንን ስራሕቲ ህንፃ  ጨረታ ሰነድ ክወስዱ ይክእሉ

4 ሰነድ ጨረታ ክሳብ ዕለት 18/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ ይክእሉ እዮም

5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 03፡15 ናይ ቅድሚ ቀትሪ እዩ

6 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዕለት 18/12/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጓዓዝያን ወረዳ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ድዛይንን ስራሕቲ ህንፃ  ኣሕፎሮም ይክፈት

7 ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ ድክላሬሽን ዝገበረን ከቅርብ ዝክእል

8 ካብ ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ዝተወሃቦም ዝተሓደሰ ብርኪ ትካል ሰርተፊኬት  ከቅርብ ዝክእል

9 ቫት ዝተመዝገበ ምኻኑ ከቅርብ ዝክአል

10 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 10000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብስፒኦ ኣብ እዋን ጨረታ ከትሕዝ ዝክእልን  እንተሸኒፉ 5 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 49 07 10/ 03 44 49 04 62

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo