ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ሕንጣሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ 2013ዓ/ም ብናይ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንዝስራሕ ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ወረዳ ሕንጣሎ ዝኮነ ኣብ ጣብያ ተኽሊ ወያነ ጣብያ ጥዕና ህንፃ ፕሮጀክት ንምስራሕ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር መረጋገፂ ብቅዓት ዘሎዎም ደረጃ 8ተ ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ሕንጣሎ

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደኣንት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝተወሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት

2 ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ሽም ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ኮንስትራክሽን ማለት ተካናታራይነት ብቅዓት ምዝገባ ወረቀት ተመዝጋባይነት ከፋሊ ግብሪ

3 ናይ ወረቀት መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ 2012ዓ/ም ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ ምስክር ወረቀት ዘቅርቡ

4 መኸበሪ ጨረታ 10,000.00 ቅርሺ ጥራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ብሔራዊ ባንክ ኢ/ያ ወይ ካብ ዝተፈቀዶሎም ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ፕሮጀክት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 240 መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚመም ከረክቡ ኣለዎም

6 ተጫረቲ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ሕንጣሎ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ቅዳሕ ካብ 14/12/2012ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቢሮ ቁፀሪ 28 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ እዮም

7 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ክሳብ 29/12/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ብምእታዉ እቲ ጨረታ ዕለት 29/12/2012ዓ/ም ሰዓት  ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 44  37 00 16

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo