ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ጥዕና ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ናይ ሕክምና ናዉቲ ፅሬት ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ ፍቃድ ዝተሰማረኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ቤት ፅሕፈትና ይዕድም

ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ኣጎልግሎት መባእታዊ ሆስፒታል መኾኒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኣፋዉስን ፣ናዉቲ ሕክምናን ማለት Equipment ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ስኒ ሕክምና ግልጋሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክጥቀም ይደሊ

ሆስፒታል ሱሑል 2011ዓ/ም ናይ 2ይ ርብዒ በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ መድሓኒታትን ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2008 ዓ/ም 2ይ ዙር ዕድጊት ንምፍፃም ምድብ 1- ፅሕፈት መሳርሒ፤ ፅሬት ኣቅሑት ናይ ስፖርት ኣቅሑት ፤ምድብ 2- መድሓኒትን ናይ ሕክምና ናውቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ክዕድግ ይደሊ::

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንሰራሕተኛታቱ ናይ ዓይኒ ሕክምና ግልጋሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ከወዳድር ስለዝደለየ ካብዚ ቀፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማለኡ ተካላት ክትዋዳደሩ ንዕድም።