ኣብ ወረዳ ራያ ዓዞቦ ን ኣጎልግሎት መባእታዊ ሆስፒታል መኾኒ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ኣፋዉስን ፣ናዉቲ ሕክምናን ማለት Equipment ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መባእታዊ ሆስፒታል ሞኸኒ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ  በቲ ስራሕ ዘርፉ ዝተመዝገቡ

2 መለለይ ቁፅሪ ዘለዎም

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

4 ምስክር ወረቀት መቅረባይነት ዘሐደሰ መረዳእታ ዘለዎም

5 2 መኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ክከፍል ዝክእል

5 እቲ ሰዓራይ ኣብ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15 ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከቅርብ ዝክእል

6 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ኣብቲ ጨረታ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ክርከቡ ይክእሉ

8 ንመግዝኢ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

9 ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕድ 5000.00 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ አለዎ

10 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ 16/07/2012ዓ/ም ክሳብ 30/07/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 6፡00ከዉን

11 ጨረታ  30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡00 ኣብ መባእታዊ ሆስፒታል መኾኒ ይክፈት

03 46 64 06 89 /09 25 06 78 54 /09 23 30 26 58

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo