ቤት ማዛጋጃ ከተማ የጭላ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን ምምሕዳርን በጀት ዓመት 2012 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቅሑት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ፣ ፅሬት ኣቅሑ፣ ቲያትር ኣቅሑ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንምምሃር ምስትምሃር ዘገልግሉ ኣቅሑት ናይ ፅሕፈትን ስእልን መሳርሒ ኣቅሑ፣ ሙዚቃ ኣቅሑ፣ ህንፃ መሳርሒ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠናን ነጋ ገ/ዝጋብሔር ዕዳጋ ዓርቢ ንምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ቆወምትን ሃለቅትን ንብረታት ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ መሰረት ድማ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ን ቤት ፅሕፈት ዘገልግሉ 1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 2 ናይ ፅሬት ኣቅሑት 3 ኤሌክትሮኒክስ 4 ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዘዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክንዕድግ ስለ ዝደለና ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ሴከተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኢ/ማተሪያልን ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ዉፅኢት ማዕድንን ፣ ብሎኬት ብ ሾፒንግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈታት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላዩ ፈርኒቸራት ናይ መኪና ጎማን ባትሪ ፣ ሕትመት፡ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ፀለምቲ ንዝተፋላለዩ ሴክተር ግልጋሎት ዝዉዕል በመደበኛ መንግስታዊ በጀትን ብገበርቲ ሰነይ በጀትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ መኪና ጎማን ባትርን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና፣ ኣቅሑ ፅሬትን ፣ስራሕቲ ሕትመትን ፣ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ፡፡

የሰቲት ሑመራ ዕቅድና ፋይናንስ ፅህፈት ቤት ለ2012 በጀት ዓመት ለተለያዩ አገልግሎት የሚውል ንብረት በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል።