ዶ/ር ኪሮስ ሙሉ ዒስራ ዓዲ ወጅራት ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ኣብ 2012 ናይ ኮሌጅና በጀት ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ፣ናይ ህንፃ መሳርሒ ፣ናይ ፅሬት ኣቅሑ ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዶ/ር ኪሮስ ሙሉ ዒስራ ዓዲ ወጅራት ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝከፈልኩም፤

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም፤

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ዘለኩም፤

5 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይ 2012 ዓ/ም ክተቅርቡ እትክእሉ፤

6 ኩሉ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ሽም : ፊርማ : ማሕተም ብምግባር ከቅርብ ዝክእል፤

7 መክበሪ ጨረታ ኤሌክትሮኒክስ 5000.00 ፣ ህንፃ መሳርሒ4000.00 ፣ናይ ፅሬት ኣቅሑ3000.00 ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000.00ሽሕ ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል፤

8 ናይ ሒሳብ ዘቅርብለኩም መረዳእታ ክተቅረቡ ትክእሉ፤

9 ሰዓራይ ኣካል ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለተ ጀሚሩ ኣብ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

10 ሰዓራይ ኣካል ኣብቲ ዝሰዓሮ 20% ሚኢታዊ እቲ ኮሌጅ ምዉሳክ ወይድማ ምቅናስ ዝክል ይከዉን፤

11 ኣብ ዝወፀ ጨረታ ሰነድ ወይ መምርሒ ስርዝ ድልዝ እንተሃሊዎ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዘግብር ምካኑ፤

12 ሰነድ ጨረታ ን 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዶ/ር ኪሮስ ሙሉ ዒስራ ዓዲ ወጅራት ሰነድ ጨረታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን  ምዉሳድ ትክእሉ፤

13 ብተወሳኪ ስርዓት ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ155 /2003 ተፈፃሚ ይከዉን።

14 ሰዓራይ ኣካል ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ዶ/ር ኪሮስ ሙሉ ዒስራ ዓዲ ወጅራት ንብረት ክፍሊ ከረክብ አለዎ እቲ ንበረት ብበዓል ኮያ ፅሬቱ ምስተረጋገፀ ናብ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ይከውን፡

15 ሳንዱቅ ጨረታ 25/05/2012 ዓም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዛይ ምርከቦም ከይዲ ጨረታ አይተአጎጎልን።

16 ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፍ ኣብናይ መንግስቲ እግድ ዘይብሎም ይከዉን።

17 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 09 23 45 27 07 /09 35 73 58 20 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo